ፁቡቅ ድቃስ፣ ንእሽቶይ ተኹላ – Sleep Tight, Little Wolf (ትግርኛ – እንግሊዝ)
ብ ኽልተ ቝንቃኣ ምጼሓፍ ናይ ቆልዕት
Sinopsis del libro
ብ ኽልተ ቝንቃኣ ምጼሓፍ ናይ ቆልዕት (ትግርኛ – እንግሊዝ) ቲም ክድቅስ ኣይካኣለን። ንእሽቶይ ተኽላ ስለ ዝጠፋኣቶ። ኣብ ደገ ዶ ኾን ጠፊኢኣቶ፧ ለይቲ ምድሪ በይኑ ናብ ደገ ገጹ ወጺኡ፡ ዘይ ተፀበዮ ካልኦት ቆልዕት ኣዉኡ ፀኒሖሞ። ፁቡቅ ድቃስ፣ ንእሽቶይ ተኹላ ሓንቲ ልባዊት ዝኾነት ናይ መደቀሲ ዛንታ መጻሓፍ ኢያ። ልዕሊ 50 ቝንቃኣታት ዝተቶርገመት መጸሓፍ ኢያ። እዚኣ መጻሓፍ እዚኣ ብ ዝተፈላለየ፣ ቝንቃኣታት ክት ረኽቡዋ ትኽእሉ ኢኹም። Bilingual children's picture book…
Publicación2019
IdiomaEspañol
ISBN9783739903996
SKUBW9783739903996
Aún no hay reseñas. ¡Sé el primero en opinar!
Escribe tu reseña
Debes iniciar sesión para dejar tu reseña.

